| HDS_TIR_20070301 Part 1 |
|
|
|
| Monday, 07 May 2007 | |
|
<DOC id="HDS_TIR_20070301"> <seg id="2"> ኣብ ዝተወሰነ ከባቢታት ተደሪቱ ዝርከብ ልምዓት ጀራዲን። </seg> <seg id="3"> ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ንምስፍሑ መደብ ወጺኡ እቲ ስራሕ ይቕጽል ምህላው። </seg> <seg id="4"> ኣማሓዳሪ ዞባ ማእከል ደንካልያ ኣቶ ዑመር ያሕያ ገሊጹ፣ ኣቶ ዑመር። </seg> <seg id="5"> ኣብ ዕዲ ምስ ኣመሓደርቲ ከባቢ። </seg> <seg id="6"> ኣባላት ባይቶ። </seg> <DOC id="HDS_TIR_20070301"> <seg id="2"> ኣብ ዝተወሰነ ከባቢታት ተደሪቱ ዝርከብ ልምዓት ጀራዲን። </seg> <seg id="3"> ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ንምስፍሑ መደብ ወጺኡ እቲ ስራሕ ይቕጽል ምህላው። </seg> <seg id="4"> ኣማሓዳሪ ዞባ ማእከል ደንካልያ ኣቶ ዑመር ያሕያ ገሊጹ፣ ኣቶ ዑመር። </seg> <seg id="5"> ኣብ ዕዲ ምስ ኣመሓደርቲ ከባቢ። </seg> <seg id="6"> ኣባላት ባይቶ። </seg> <seg id="7"> ኣባላት ኮማዊ ኣብያተ ፍርዲን ካልኦት ሓለፍቲ ትካላት ናይቲ ንኡስ ዞባን ኣብ ዝገበሮ ርክብ። </seg> <seg id="8"> ኣብ’ዚ ዓመት’ዚ ኣብ ኩሉ ህዝቢ ዝቕመጠሉ ከባቢታት ሓድሽ ናይ ጀራዲን ቦታታት ንምልማዕን ነቲ ኣቐዲሙ ዝነበረ ናይ ጀራዲን ቦታታት ንምስፋሕን ብዕቱብ ኪስረሓሉ ምዃኑ ሓቢሩ፣ ኣብ ዓቤ ዝርከብ ሕርሻ ተምሪ’ውን ኣቓልቦ ክውሃቦ ካብ ዝተወጠነ ቀንዲ መደባት ናይቲ ንኡስ ዞባ ምዃኑ ብምጥቃስ ከኣ። </seg> <seg id="9"> ውሕስነት ማይ ንምርግጋጽ። </seg> <seg id="10"> ድበት መሊኡ ዘሎ ራህያታትን ዒላታትን ተጸሪጉ። </seg> <seg id="11"> ኣብ’ቲ ተወጢኑ ዘሎ ናይ ጀራዲን መደባት ልዑል ኣበርክቶ ከምዝህልዎ ንምግባር ከም መደብ ተታሒዙ ከምዘሎ ኣረዲኡ፣ ተሳተፍቲ። </seg> <seg id="12"> ቀንዲ ተዋሳእቲ ናይ’ቲ ዝካየድ ስራሕ ክኾኑ ድማ ተላብዩ፣ ኣብ ንኡስ ዞባ ማእከል ደንካልያ። </seg> <seg id="13"> ንጥፈታት ምልማዕ ጀራዲን ዝካየደሉ 25 ከባቢታት ከምዘሎ ይፍለጥ፣ ኣብ ካልእ ዜና ናይቲ ንኡስ ዞባ። </seg> <seg id="14"> ህዝቢ ኣብ ጎድኒ’ቶም ኣብ ከባቢኡ ኣብ ዝተፈላለየ ንጥፈታት ልምዓት ተጸሚዶም ዝርከቡ ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ብምዃን። </seg> <seg id="15"> ንዓወት ወፍሪ ዋርሳይ ይከኣሎ ኩሉ ዓቕሙ ዘፍቅዶ ምትሕግጋዝ ከምዝገብር ደጊሙ ኣረጋጊጹ፣ እቲ ህዝቢ። </seg> <seg id="16"> ነቶም ኣብ ንጥፈታት ልምዓት ንኡስ ዞባኡ ተዋፊሮም ዝርከቡ ኣባላት ስርሒት ዞባ 4 ኣብ ዘዳለዎ እንግዶት። </seg> <seg id="17"> ውጽኢት ስራሕ ደቁ ኣብ መነባብርኡ ርኡይ ለውጢ ከምዘምጽኣሉ ገሊጽሎም፣ ኣማሓዳሪ ንኡስ ዞባ ማእከል ደንካልያ ኣቶ ዑመር ያሕያ ኣብቲ ኣጋጣሚ ኣብ ዘስምዖ ቃል። </seg> <seg id="18"> “ራኢና። </seg> <seg id="19"> ብጉልበትናን ረሃጽናን ብልጽግቲ ሃገር ክትህነጽ’ዩ” ድሕሪ ምባል። </seg> <seg id="20"> እዚ ከኣ ሳላ ውሁድ ስራሕ ህዝብን መንግስትን ህያው እናኾነ ይመጽእ ከምዘሎ ብምጥቃስ። </seg> <seg id="21"> እቲ ዝሰላሰል ዘሎ ስርሓት ንናይ መጻኢ ወለዶ ባይታ ዘጣጥሕን ንሰራሕቱ ናይ ሕልና ዕግበት ዝህብን ምዃኑ ኣስሚሩሉ፣ ኣብ’ቲ ልዕሊ 500 ኣባላት ሓይልታት ምክልኻልን ህዝብን ዝተሳተፍዎ እንግዶት። </seg> <seg id="22"> ብተማሃሮ ዕዲ ዝተዳለወ ግጥምታትን መዛሙርን ቀሪቡ፣ ኣባላት ወፍሪ ዋርሳይ ይከኣሎ - ስርሒት ዞባ 4። </seg> <seg id="23"> ብዘይካ’ቲ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ዞባ ደቡባዊ ቀይሕ ባሕሪ ዘሰላስልዎ ዘለው ዝተፈላለየ ዓበይቲ ትሕተ ቅርጻዊ ስራሓት። </seg> <seg id="24"> ንማሕበራዊ ኣገልግሎታት ዝውዕል ትካላት። </seg> <seg id="25"> ታወራት። </seg> <seg id="26"> ኣብያተ ጽሕፈትን ኣገልግሎት ተለኮሚኒኬሽን ኣብ ርእሲ ምትካሎምን ምህናጾምን። </seg> <seg id="27"> ኣብ ዕዲ ኣብ ምዝርጋሕ ኣገልግሎት ኤለክትሪክ ዓቢ ኣበርክቶ ገይሮም፣ ኣብ ኢረብለ ድማ ኣርባዕተ ኪሎ ሜተር ጽርግያ ጸሪጎምን ቀጽሪ ቤት ትምህርቲ ብመንደቕ ነዲቖምን፣ </seg> <seg id="28"> ራብዓይ ጉባኤ ሃገራዊ ማሕበር መንእሰያትን ተማሃሮን ኤርትራ ጨንፈር ጅዳ። </seg> <seg id="29"> “ሓደ ልቢ ሓደ ህዝቢ - ንብሩህ መጻኢ” ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ። </seg> <seg id="30"> ብ22 ለካቲት ተቓኒዑ፣ ኣብ መኽፈቲ’ቲ ጉባኤ። </seg> <seg id="31"> ሓላፊ ህዝባዊ ጉዳያት ጅዳ ኣቶ ሳልሕ ማሕሙድ ሳበ ኣብ ዘስምዖ ቃል። </seg> <seg id="32"> መንእሰያት ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ። </seg> <seg id="33"> ኣብ ምርግጋጽ ልኡላውነትን ዳግመ-ህንጻ ሃገርን ኣበርክቶኦም መዘና ከምዘይርከቦ ጠቒሱ። </seg> <seg id="34"> እቲ ማሕበር መንእሰያት ኣብ ምውዳብን ተሳትፍኦም ኣብ ምዕዛዝን ብዝለዓለ ክነጥፍ ኣዘኻኺሩ፣ ኣቦ መንበር ማሕበረኮም ኤርትራ ጨንፈር ጅዳን ከባቢኣን ኣቶ ዓምር ሸገራይ ብወገኑ። </seg> <seg id="35"> መንእሰያት ባህሎምን ሃገራዊ ሓድነቶምን ንኽዕቅቡ ዝካየድ ጻዕሪ ዝያዳ ክደፍኣሉ ብምዝኽኻር። </seg> <seg id="36"> ማሕበረ ኮም ንመንእሰያት ዝዓበየ ቈላሕታ ብምሃብ። </seg> <seg id="37"> በቲ ማሕበር ዝወጽእ መደባት ኣብ ምዕዋት ካብኡ ዝሕተት ከማልእ ቅሩብ ምዃኑ ኣረጋጊጹ፣ ሃ.ማ.መ.ተ.ኤ. ጨንፈር ጅዳ። </seg> <seg id="38"> ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ናይ ዘካየዶ ንጥፈታት ጸብጻብ ቀሪቡ ክትዕ’ውን ተኻዪዱሉ፣ ንቐጻሊ ነቲ ማሕበር ዝመርሑ ትሽዓተ ቀወምትን ሰለስተ ተጠባበቕትን ኣባላት ኣካያዲት ኣካል ከኣ ተመሪጾም፣ ኣብ መዛዘሚ። </seg> <seg id="39"> ኣቦ መንበር ሃ.ማ.መ.ተ.ኤ. ኣቶ ሱልጣን ስዒድ ኣብ ዘስመዖ ቃል። </seg> <seg id="40"> እቲ ጨንፈር ብሓያል ውዳበ ብሉጻት መንእሰያት ኣብ ምፍራይን ብልጽግትን ብቑጠባ ዝደልደለትን ሃገር ኣብ ምህናጽን ተራኡ ከሕይል ኣገንዚቡ፣ እታ ሓዳስ ኣካያዲት ኣካል ኣብ ስርሓ ከተድምዕ ድማ። </seg> <seg id="41"> ምትሕብባርን ደገፍን ከይፍለያ ኣዘኻኺሩ፣ ኣብ’ቲ ጉባኤ። </seg> <seg id="42"> ኮሚሽነር ስፖርት ኤርትራ ሜ/ጀ ሮሞዳን ዑስማን ኣውልያይ። </seg> <seg id="43"> ጠቕላሊ ቆንስል ሃገረ ኤርትራ ኣብ ጅዳ ኣቶ ዓብዱራሕማን ዑስማን። </seg> <seg id="44"> ከምኡ’ውን ካልኦት ሓለፍቲ ቆንስላዊ ቤት ጽሕፈትን ማሕበረ ኮምን ተረኺቦም ነይሮም፣ </seg> <seg id="45"> ቤት ምኽሪ ኣብያተ ትምህርቲ ዞባ ማእከል። </seg> <seg id="46"> ንቤት ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ - ሳዋ ንመምሃሪ ዘገልግል ልዕሊ 8 ሽሕ መጻሕፍቲ ብሓገዝ ከምዝለገሰ ኣወሃሃዲ’ቲ መደብ ኣቶ ተኽለ መብራህቱ ገሊጹ፣ ቤት ምኽሪ ኣብያተ ትምህርቲ ዞባ ማእከል ነዚ ዝለገሰ። </seg> <seg id="47"> ብደረጃ ሃገር ካብ ኩለን ዞባታት ዝተወከሉ ኣባላት ባይቶን ወለድን ዝሓቘፈ ጉጅለ። </seg> <seg id="48"> ካብ 16 ክሳብ 19 ለካቲት ኣብ ቤት ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ - ሳዋ ኣብ ዘካየዶ ናይ ምብጻሕ ኣጋጣሚ’ዩ፣ ዕላማ ናይቲ ዝተኻየደ ዑደት። </seg> <seg id="49"> ኣባላት ባይቶ ነቲ ኣብ ሳዋ ዝወሃብ ዘሎ ትምህርቲ። </seg> <seg id="50"> ኩነታት ኣተኣላልያን መነባብሮ ተማሃሮን መምህራንን ብቐረባ ብምዕዛብ። </seg> <seg id="51"> ንዝወከሎም ህዝቢ መብርሂታት ንምሃብ ምንባሩ። </seg> <seg id="52"> ኣባል ቤት ምኽሪ ኣብያተ ትምህርቲ ዞባ ማእከል ወይዘሮ ኣልማዝ ሃብተማርያም ሓቢራ፣ እቶም ኣባላት ባይቶን ወለድን ኣብ መምሃሪ ክፍልታት። </seg> <seg id="53"> መደቀስን መመገብን ተማሃሮ ዑደት ድሕሪ ምክያድ። </seg> <seg id="54"> ምስ ተመሃሮን መማህራንን ቤት ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ - ሳዋ ሓባራዊ ዘተ ኣካዪዶም፣ ብድሕሪ’ዚ ድማ። </seg> <seg id="55"> ምስ ሓለፍቲ’ቲ መዓስከር ብሰፊሑ ተመያዪጦም፣ ኣብ መወዳእታ። </seg> <seg id="56"> እቶም ወከልቲ ቤት ምኽሪ ኣብያተ ትምህርትን ባይቶን ወለድን። </seg> <seg id="57"> ንዕውታት ተማሃሮ ናይ ሞራል መተባብዒ ወረቐት ምስክር ሂቦም፣ </seg> <seg id="58"> 250 ተማሃሮ ቤት ትምህርቲ ስነ-ኪነት ማይሓባር። </seg> <seg id="59"> ስድራቤታት ስውኣትን ጽጉማትን ንምሕጋዝ ማእቶታዊ ንጥፈታት የሰላስሉ ከም ዘለው ዳይረክተር’ታ ቤት ትምህርቲ መምህር ዋሃብ መሓመድ ዓሊ ሓቢሩ፣ ብመሰረት ሓበሬታ መምህር ዋሃብ። </seg> <seg id="60"> እቶም ተማሃሮ ኣብ ሰሙን ክልተ መዓልታት እናወፈሩ። </seg> <seg id="61"> መንበሪ ኣባይቲ ስድራቤታት ስውኣት ኣብ ምስራሕን ምጽጋንን። </seg> <seg id="62"> ከምኡ’ውን ጀራዲን ናይቶም ደቆም ሃገራዊ ግቡኦም ኣብ ምፍጻም ዝርከቡ ስድራቤታት ኣብ ምምድማድን ካናለታት መከፋፈሊ ማይ ኣብ ምስራሕን ዕውት ማእቶታዊ ስራሓት የካይዱ ኣለው፣ ብዘይካ’ዚ እቶም ተመሃሮ። </seg> <seg id="63"> ኣብ ማእከል ማይ ሓባር ብክራማት ተበላሽዩ ንተሽከርከርቲ ኣጸጋሚ ኮይኑ ዝጸንሐ ጽርግያታት ኣብ ምጽጋንን ብድበት ተዓቢሱ ዝነበረ ቢንቶታት ኣብ ምጽራግን ሓያል ተራ ከምዘበርከቱ ተፈሊጡ፣ ጐድኒ ጐድኒ’ዚ እውን ኣብ መንበሪ ናይቶም ኣብ ማይሓባር ዝርከቡ ብሚኒስትሪ ዕዮን ሰብኣዊ ድሕነትን ዝእለዩ ኣረጋውያን ናይ ጎሓፍ ጐዳጒዲ ኲዒቶም፣ እቶም ተማሃሮ። </seg> <seg id="64"> ምሕብሓብን ምሕጋዝን ስድራቤታት ስውኣትን ጽጉማትን ክቡር ባህሊ ህዝቢ ኤርትራ ብምዃኑ። </seg> <seg id="65"> ንዕኦም ንምሕጋዝ ዘሰላሰልዎ ስራሕ ከም ዘሐጒሶም ብምጥቃስ። </seg> <seg id="66"> ኣብ ቀጻሊ’ውን ነቲ ማእቶታዊ ንጥፈታት ክቕጽልዎ ምዃኖም ኣረጋጊጾም፣ እቶም ሓገዝ ዝተገብረሎም ስድራቤታት ብወገኖም። </seg> <seg id="67"> ምትሕግጋዝ ፍሉይ መለለዪ ህዝቢ ኤርትራ ምዃኑ ብምጥቃስ። </seg> <seg id="68"> ስለ’ቲ ዝተገብረሎምን ዝግበረሎም ዘሎን ሓገዛት ኣመስጊኖም፣ ብኻልእ ወገን። </seg> <seg id="69"> ተቐማጦ ምምሕዳር ከባቢ ማይሓባር ብዘካየድዎ ማእቶታዊ ንጥፈታት። </seg> <seg id="70"> መራብሒ ጣንጡ ኮይኑ ዝጸንሐ ጎዳጒዲ ክደፍኑ እንከለው። </seg> <seg id="71"> ከባቢኦም ንምልማዕ ከትርታትን ዛላታትን ንምስራሕ። </seg> <seg id="72"> ከምኡ’ውን ብክራማት ተባላሽዩ ንተሽከርከርቲ ኣጸጋሚ ኮይኑ ዘሎ ጽርግያታት ንምጽጋንን መደብ ተታሒዙ ከምዘሎ። </seg> <seg id="73"> ኣማሓዳሪ ናይቲ ምምሕዳር ከባቢ ገሊጹ፣ </seg> <seg id="74"> ምምሕዳር ንኡስ ዞባ ዓረዛ። </seg> <seg id="75"> ስንኩላን ካብ ተጸባይነትን ጽግዕተኛነትን ተናጊፎም ነብሶም ምእንቲ ክኽእሉ። </seg> <seg id="76"> ክልተ ደቂ ኣንስትዮ ዝርከብኦም ኣርባዕተ ባህርያዊ ስንክልና ንዝነበሮም ዜጋታት ብትካል ኣጣዪሱ፣ እቶም ብኣስታት 90 ሽሕ ናቕፋ ዝተጣየሱ ስንኩላን። </seg> <seg id="77"> ካብ ማይድማን ዓረዛን ዝተዋጽኡ ኮይኖም። </seg> <seg id="78"> ብዓረብያን ምርኩስን ዝኸዱ ኣዝዮም ጽጉማት’ዮም፣ ኣማሓዳሪ ናይቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ መሓመድ ሓምድ። </seg> <seg id="79"> ንዕላማ’ቲ ዝተገብረ ሓገዝ ኣመልኪቱ። </seg> <seg id="80"> ንስንኩላን ምሕብሓብን ምትብባዕን ሓላፍነት ናይ ኩሉ ዜጋ ምዃኑ ብምጥቃስ። </seg> <seg id="81"> እቶም ስንኩላን ካብ ተጸባይነትን ጽግዕተኛነትን ተናጊፎም። </seg> <seg id="82"> በቲ ተገይሩሎም ዘሎ ሓገዝ ነብሶም ክኢሎም ባዕሎም ዝማሓደሩሉን ጥጡሕ ናብራ ዝመርሑሉን ኩነታት ንምፍጣር ዝዓለመ ምዃኑ ኣብሪሁ፣ ንሱ ብተወሳኺ። </seg> <seg id="83"> ብልዑል ወጻኢታት ተሰሪሑ ንዝተረከብዎ ትካላት ብጥንቃቐን ክንክንን ሒዞም ክሰርሑሉን መሰረታዊ ለውጢ ንምምጻእ ብዓቕሞም ክጽዕሩን ተላብዩ፣ ሓንቲ ካብቶም ተጣየስቲ መንእሰይ ዛይድ ገብረ ኣማን። </seg> <seg id="84"> ስለ’ቲ ዝረኸበቶ ሓገዝ ብምምስጋን። </seg> <seg id="85"> በቲ ዕድል ተጠቒማ ኣብ መነባብሮኣ ለውጢ ንምምጻእ ብዓቕማ ክትጽዕር ምዃና ኣረጋጊጻ፣ ኣብ ካልእ ዜና ናይቲ ንኡስ ዞባ። </seg> <seg id="86"> ኣብ ዑበል ለሚዑ ዝርከብ ብ ‘ዊልያም’ ዝፍለጥ ዓይነት ባናና ውጽኢታዊ ኮይኑ ከምእተረኽበ። </seg> <seg id="87"> ሓላፊ ሚኒስትሪ ሕርሻ ኣብቲ ንኡስ ዞባ ኣቶ በረኸት ተኽለስላሰ ሓቢሩ፣ እቲ ኣብ ማይ ሳግላ - ጎላጉል ዑበል </seg> <seg id="88"> ኣብ ሞቓድሾ ዝካየድ ወተሃደራዊ ግጭታት እናጻዕጽዐ ይመጽእ ከምዘሎ። </seg> <seg id="89"> ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣብ ዘውጽኦ ጋዜጣዊ መግለጺ ሓቢሩ፣ እቲ ማሕበር ኣብ መግለጺኡ። </seg> <seg id="90"> እቲ ዕጥቃዊ ግጭት ኣብ ወርሒ ለካቲት ብዓይነትን መጠንን ከምዝወሰኸ ጠቒሱ። </seg> <seg id="91"> ብሰንኩ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ሰባት ዝወርድ ዘሎ ሞትን ማህሰይትን ኣዝዩ ዘተሓሳስብ ኮይኑ ምህላው ገሊጹ፣ ብሰንኪ’ቲ ግጭት። </seg> <seg id="92"> ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ወርሒ ዘይመልእ ግዜ ልዕሊ 430 ቊሱላት ሰባት ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ ዝርከባ ሰለስተ ሆስፒታላት ከምዝደቀሱ ዝሓበረ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል። </seg> <seg id="93"> ኣብ ወርሒ ለካቲት ጥራይ ሆስፒታል ከይሳነይ ልዕሊ 30 ደቀንስትዮን 24 ቈልዑን ዝርከብዎም ልዕሊ 200 ውጉኣት ከምእተቐበለ ኣረጋጊጹ፣ ዝተቐትሉ ከኣ ብዓሰርተታት ከምዝቚጸሩ መግለጺ’ቲ ውድብ ብተወሳኺ የረድእ፣ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣብ መወዳእታ። </seg> <seg id="94"> እቲ ኣብ ሶማል ብሰንኪ ወተሃደራዊ ግጭት ተኸሲቱ ዘሎ ሰብኣዊ ኩነታት ኣዝዩ ከምዘሻቐሎ ሓቢሩ፣ </seg> <seg id="95"> “ማማ ስፓጌቲ እንብላ ለማኒት ኣላ” ኢሉ ዝርዝራቱ ቐጸለለይ። </seg> <seg id="96"> “ኣብታ እትምገበላ ቤት መግቢ ኣቲኻ ክትከፍለላ እንተፈቲንካ። </seg> <seg id="97"> ሰሪሐ’የ ዝበልዕ ዘለኹ ትቶኩብ እንተዄንካ ካብዚ ምስ ወጻእኩ ኣብ ግዳም ጽንሓኒ ትብለካ” በለኒ፣ ስለ’ዚ። </seg> <seg id="98"> ጠቕሊልካ ክረአ ከሎ ከም ሞያ (ስራሕ) ተወሲዱ’ዩ ዘሎ ክንብል ንኽእል ዲና? </seg> <seg id="99"> ብኸመይ’ዩ’ኸ ክፍታሕ? </seg>
|
| < Prev |
|---|
Machine 

